International Apostolic  Church Of                         SantaRosa

ዓለምለኻዊት ዋርያዊትቤተክርስቲያን 

                 ኣብ ሳንታሮዛ

 

"ዎ እስራኤል ስማዕ እግዚኣብሄር ኣምላኽና ሓደ አግዚኣብሄር አዩ"  ዘዳ 6’4 ማር 12’29-30

ቃል ኣምላኽ ከም ዝብለና ሓደ ኣምላኽ ኣሎ ኢልካ ምእማን  ካብ ኩሉ

 

ዚሓርር መስዋአቲ ካብ መስዋአቲ ሕሩድ ዚዕቢ አዩ ዪብለና

 

  1. ሓደ በል        ኣብ ምድቃስካ

  2. ሓደ በል       ኣብ ምትሳአካ

  3. ሓደ በል      ምስ ደቅኻ

ሙሴን  ነብያትን ሓደ ደኣምበር ክልተን ሰለስተን ኣይፈልጡን ኔሮም

"እንሆ ድማ ኣብ ሰማይ ዝፋን ተነቢሩ ኣብቲ ዝፋንውን ሓደ ተቐሚጡ ነበረ"    ራእይ 4:2

ነብስና ሓቲትና ንፈልጥ ዶ ?ዘምልኾ ዘለኹ ኣምላኽ ነብያትን ሃዋርያትን ዝሰገዱሉ ሓደ ኣምላኽ ድዩ ኢልና?

     

1363 fulton rd
santa rosa, CA .95401

ph: (510)919-5708

Copyright 2011 apostoliccosr. All rights reserved.

Web Hosting by Yahoo!

1363 fulton rd
santa rosa, CA .95401

ph: (510)919-5708